Relacionar Columnas ቃላት ምስ ስእሊ ኣዛምድ።Versión en línea ተመሃሮ ቃላትን ስእልን ብምዝማድ ፊደላት ትግርኛ ክዝክሩ ምግባር። por Aron Ghebreyesus 1 በጊዕ 2 በለስ 3 ለሚን 4 ረጋቢት 5 ተምሪ 6 ቀሺ 7 ከልቢ 8 ሸበጥ 9 ጀበና 10 ጸጉሪ 11 ጳጳስ 12 ፐንጉን 13 ሰዓት 14 ሃመማ 15 ደርሆ 16 ገመል 17 ቨሎ 18 ዘራፍ 19 ቸኮላታ 20 የማን ጸ ጀ ከ ቸ ሸ በ ፐ ደ የ ረ ተ ሰ ጰ ለ ገ ቨ ዘ በ ሀ ቀ